እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ምስ ቻምፕዮን ወፍሪ ጽሬት ከነላልየኩም
ምስ ቻምፕዮን ወፍሪ ጽሬት ከነላልየኩም
Published
ወዲ 16 ዓመት ማላዊ ድዋይነ ኒያምቦ ወለንታውያን መንእሰያት ኣተኣኻኺቡ ኣብ ከባቢኡ ንዝርከቡ ዕዳጋታት የጽሪ። ንሶም የካይድዎ ብዘለዉ ወፍሪ ጽሬት፡ ብሕማማት ማይ ወለድ ዝጥቅዑ ሰባት ከምዝኈደለ ነበርቲ ገሊጾም።