እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ዙር ርዋንዳ፡ ቅድመ ምድላው ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ
ዙር ርዋንዳ፡ ቅድመ ምድላው ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ
Published
ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ብሽክሌታ ኤርትራ ኣቶ ሳምሶም ሰሎሞን፡ ጋንታኡ ኣብቲ ጽባሕ ዝጅመር ዙር ርዋንዳ ተዓዊታ ንምውጻእ ዘኽእላ ምድላው ከምዝገበረት ንቢቢሲ ገሊጹ።