እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብዛዕባ እቲ ብፖሊስ ኣሜሪካ ተሃሪሙ ዝሞተ ኒኮላስ እንታይ ንፈልጥ?
ብዛዕባ እቲ ብፖሊስ ኣሜሪካ ተሃሪሙ ዝሞተ ኒኮላስ እንታይ ንፈልጥ?
Published
ፖሊስ ኣብ ኣሜሪካ ጎደናታት መምፊስ ንኒኮላስ ተኸታቲሉ ምስሃረሞ ናብ ሆስፒታል ክኣቱ ተገዲዱ። ጸሊም ኣሜሪካዊ ኒኮላስ እቲ ማህረምቲ ከቢድዎ ስለዝነበረ ናብ ሆስፒታል ምስኣተወ ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ሞይቱ።