ንኣንስትኹም ስራሕቲ ገዛ ትሕግዝወን’ዶ?

ንኣንስትኹም ስራሕቲ ገዛ ትሕግዝወን’ዶ?
Published

ኣብ ዩጋንዳ ሓደ ‘ጀሰ’ ዝተሰመየ ገባሪ ሰናይ ትካል ኣሰብኡት ንኣንስቶም ስራሕ ገዛ ክሕግዝወን ዘኽእሎም ስልጠና ይህብ ኣሎ።