እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኮምፕዩተር ዝተገጥመሉ ልቃብ እግሪ ተጠቒማ ክትንቀሳቐስ ዝኸኣለት ህጻን
ኮምፕዩተር ዝተገጥመሉ ልቃብ እግሪ ተጠቒማ ክትንቀሳቐስ ዝኸኣለት ህጻን
Published
ኢንግሊዝያዊት ጓል ሸሞንተ ዓመት ሃርሞኒ ሮዝ ኣብ ግዜ ቁልዕነታ ኢዳን እግራን ስለዝተቖረጹ ክትንቀሳቐስ ኣይትኽእል ነይራ። ሕጂ ግን ቴክኖሎጂ ኮምፒዩተር ዝተገጠመሉ ልቃብ እግሪ ተጠቂማ ንምንቅስቓስ በቒዓ።