"ንህይወተይ ቀቢጸያ ኔረ" ዩክሬናዊ

"ንህይወተይ ቀቢጸያ ኔረ" ዩክሬናዊ
Published

ዩክረይን ኣብ ሓጺር ግዜ ልዕሊ 6,000 ትርብዒት ኪሜ ናይ ግዝኣታ ከም ዘምለሰት ብምግላጽ ኣብቲ ኲናት ዓወታት ተመዝግብ ምህላዋ ትሕብር። ሩስያ ከም ግብረ መልሲ፡ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል እታ ሃገር፡ ንመሰረታዊ ትሕተ ቅርጺ ተጥቅዕ ከምዘላን፡ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ሓይሊ ኤለክትሪክ ምሉእ ብምሉእ ከምዝተቋረጸን ፕረዚደንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ ይከስስ።