እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ስነጥበባዊ ተመስገን ተወልደ ብዛዕባ ስነጥበብ እንታይ ይብል?
ስነጥበባዊ ተመስገን ተወልደ ብዛዕባ ስነጥበብ እንታይ ይብል?
Published
ኣብ ንኡስ ዕድመኡ፡ ኣብ ስነጥበብ ብፍላይ ኣብ ምጽሓፍን ተዋስኦን ድራማታት እናነጠፈ፡ ተፈላጥነቱ እናዕበየ ዝመጽእ ዘሎ ንኡስ ስነጥበባዊ እዩ - ተመስገን ተወልደ።