እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዩጋንዳ ዘጋጥሞም ብድሆ እንታይ እዩ?
ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዩጋንዳ ዘጋጥሞም ብድሆ እንታይ እዩ?
Published
የማነ ሃይለ፡ ነዊሕ ዓመታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፡ ኣብዚ እዋን ድማ ኣብ ዩጋንዳ ተሰዲዱ ዝነበር ዘሎ ኤርትራዊ እዩ። የማነ ኣብ ጽሕፈት ብፍላይ ከኣ ኣብ ግጥሚ ዝግደስ ጸሓፊ ኰይኑ፡ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ብቐጻልነት ኣብ ዝተፈላለየ ኣርእስታት ኣተኵሩ ጽሑፋት ይዝርግሕ።