እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ውጻእ መዓት ኲናት ትግራይ፡ ህጻን ቤተልሄም
ውጻእ መዓት ኲናት ትግራይ፡ ህጻን ቤተልሄም
Published
ቤተልሄም ተስፋይ ሓንቲ ካብ ግዳያት ኲናት ትግራይ እያ። እቲ ኣብ ዝነበሩሉ ገዛ ዝወደቐ ቦምባ ክልተ ኣእጋራ ከስእና እንከሎ፡ ኣዲኣ፡ ሓዋን ዓባያን ብሞት ተፈልዮምዋ። እቲ ኲናት ብስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ካብ ዝዛዘም ዓመቱ ደፊኑ ኣሎ። ኣብ ባይታ ዘሎ ምዕባለታት እንታይ ይመስል? ቤተልሄም ከ ሕጂ ከመይ ኣላ?