እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኑዛዜ ዓማጺኣ ብሚስጥር ዝቐድሐት ኤሊሶን
ኑዛዜ ዓማጺኣ ብሚስጥር ዝቐድሐት ኤሊሶን
Published
ኤሊሶን ኣብ ስኮትላንድ ተመሃሪት ዩኒቨርሲትን ኣትሌትን ኣብ ዝነበረትሉ ግዜ ብሓደ ወዲ ጾታዊ ዓመጽ ተፈጺምዋ። ንሳ ድሕሪ ዓመታት ናይቲ ዝዓመጻ ድምጺ ብሚስጥር ቀዲሓ ኣብ ማሕበራዊ መራኸብታት ዘርጊሓቶ።