እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
‘ተዓለም’ ዝብል ደርፈይ ንናይ ስደት ህይወተይ ዝገልጽ’ዩ፡ ጸጋዘኣብ ገብረስላሴ
‘ተዓለም’ ዝብል ደርፈይ ንናይ ስደት ህይወተይ ዝገልጽ’ዩ፡ ጸጋዘኣብ ገብረስላሴ
Published
"እምበየተየ ትሕሸኒ ፈትፊታ ተብልዓኒ" ብእትብል ጣዕመ ዜማ ፍሉይ ናእዳ ዝረኸበ ስነ ስጠበባዊ ጸጋዘኣብ ገብረስላሴ ስደት ንፍርያት ሙዚቃ ምቹእ ከምዘይኮነ ገሊጹ።