እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
የመናዊ ዓይነ ስውር ህጻን ዝፈረሰ ቤት ትምህርቱ ኣስሪሑ
የመናዊ ዓይነ ስውር ህጻን ዝፈረሰ ቤት ትምህርቱ ኣስሪሑ
Published
ወዲ 11 ዓመት ኣሕመድ ራቂብ ካብ ዝውለድ ኣትሒዙ ዓይነ ስውር ኰይኑ ህይወቱ ኣብ ዞባ ኵናት’ዩ ኣሕሊፍዎ። ቢቢሲ ፈለማ ቅድሚ ክልተ ዓመት’ዩ ረኺብዎ ነይሩ። ኣብ ከመይ ኵነታት ከምዘሎ ንምሕታት ድሕሪ ክልተ ዓመታት ተመሊሱ ህይወቱ ዳህሲሱ’ሎ።