እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ዕልዋ መንግስቲ ኒጀር ስለምታይ'ዩ ንሓያላን ሃገራት ኣገዳሲ ኰይኑ?
ዕልዋ መንግስቲ ኒጀር ስለምታይ'ዩ ንሓያላን ሃገራት ኣገዳሲ ኰይኑ?
Published
ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ኒጀር ልዕሊ ካልኦት ኣብ ኣፍሪቃ ዝተፈጸሙ ዕልዋታት ዝያዳ ቆላሕታ ሓያላት ሃገራት ዓለም ረኺቡ ከዘራርብ ይርአ። ኒጀር ወተሃደራዊ መዓስከራት ኣሜሪካን ፈረንሳይን ዝርከበላ ሃገር ኰይና እተን ሃገራት ኣንጻር እስላማዊ ጥሩፍነት ዝቃለሳ ምስኣ ብምትሕብባር እዩ።