እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
እስራኤል ስለምንታይ’ያ ኣብ ህውከት ትርከብ?
እስራኤል ስለምንታይ’ያ ኣብ ህውከት ትርከብ?
Published
ባይቶ እስራኤል ነቲ ኣዝዩ ብዙሕ ተቓውሞታት ዝገጥሞ ዘሎ ሕጋዊ ምትዕርራይ ፈላማይ ክፋሉ ኣጽዲቝዎ’ሎ። ኣብ ውሽጥን ወጻእን ነቲ ለውጢ ብምቅዋም ሰልፊ ወጺኦም’ዮም። እቲ ሓድሽ ዝጸድቕ ዘሎ ለውጢ ንናጽነት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዝዳፋእ’ዩ ዝብል ነቐፌታ ከተኣናግድ ጸኒሑ’ሎ።