ንደቂ ኣንስትዮ ንጾታዊ ምዝመዛ ዘቃልዕ ሕርሻታታት ቆጽሊ ሻሂ ኬንያ

ንደቂ ኣንስትዮ ንጾታዊ ምዝመዛ ዘቃልዕ ሕርሻታታት ቆጽሊ ሻሂ ኬንያ
Published

ኣብቲ ከም ሊፕተን ንዝኣመሰሉ ዓበይቲ ትካላት ቆጽሊ ሻሂ ዝቕርብ ሕርሻታት ኬንያ ሰፊሕ ጾታዊ ዓመጽ ከምዝፍጸም መርመራ ቢቢሲ ኣቃሊዑ። ብዓሰርተታት ዝቑጸራ ደቂ ኣንስትዮ ኬንያ ንቢቢሲ ኣፍሪካ ኣይ ኣብ ዝሃብኦ ሓበሬታ፡ ኣብቶም ንዓሰርተታት ዓመታት ብክልተ ብሪጣንያውያን ኩባንያታት ዝውነኑ ሕርሻታት ኣብ ዝሰርሓሉ እዋን ሓለፍተን ንጾታዊ ርክብ ከምዘገደድወን ተዛሪበን።

መጠንቀቕታ፡ ዘጨንቕ ምስልታት ኣለዎ።