እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ማዕረ ክንደይ ሃብታም’ዩ?
ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ማዕረ ክንደይ ሃብታም’ዩ?
Published
ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ኮይኑ ዝተመረጸ ሪሺ ሱናክ ካብ ንጉስ ቻርለስ ንላዕሊ ሃብታም ከምዝኾነ’ዩ ዝንገር። ንሱ ሓፈሻዊ ሃብቱ 840 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኮይኑ ቀንዲ ምንጪ ሃብቱ ናይ ሓምኡ ከምዝኾነ’ዩ ዝግለጽ ዘሎ።