ደሃይ ደቆም ስኢኖም ኣብ ሻቕላ ዘለዉ እስራኤላውያን

ደሃይ ደቆም ስኢኖም ኣብ ሻቕላ ዘለዉ እስራኤላውያን
Published

ዕጡቓት ሓማስ ኣብ ቓዛ ትርኢት ሙዚቃ ይከታተሉ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ሰባት ብዝወሰዶ መጥቃዕቲ 250 ኣስከሬን ከምዝረኸቡ ሰራሕተኛታት ምድሓን ህይወት ገሊጾም።