ሓይልታት ጸጥታ ብራዚል ብናዕበኛታት ተታሒዙ ዝነበረ ህንጻታት ተቖጻጺሮም

ሓይልታት ጸጥታ ብራዚል ብናዕበኛታት ተታሒዙ ዝነበረ ህንጻታት ተቖጻጺሮም
Published

በቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ብራዚል ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ መረጻ ዘይተሓጎሱ ደገፍቲ ፕረዚደንት እታ ሃገር ነበር ቦልሰናሮ ንህንጻ ባይቶ፣ ቤተ መንግስትን ላዕለዋይ ቤት ፍርድን ወሪሮም ሒዞም ነይሮም። ሓይልታት ጸጥታ ነቶም ናዕበኛታት ሰጕጎም ነቶም ኣብያተ ጽሕፈታት ኣብ ቁጽጽሮም ኣእትዮም።