እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብሰንኪ ቁመቱ መኪና ክዝውር ዝተጸገመ ሰብኣይ
ብሰንኪ ቁመቱ መኪና ክዝውር ዝተጸገመ ሰብኣይ
Published
ጋናዊ ሱሌማን ዓብዱሰመድ በብሰለስተ ወይ ኣርባዕተ ወርሒ፡ ቁመቱ፡ ብዘይ ምቁራጽ ይውስኽ ከምዘሎ ይገልጽ። ንሱ፡ ፍቓድ መምርሒ መኪና ከውጽእ ድልየት እኳ እንተነበሮ፡ ብሰንኪ ነዊሕ ቁመቱ ኣብ መኪና ኮፍ ኢሉ ክዝውር ስለዝተጸገመ ሓዲግዎ።