ኣዕዋፋ ክተድሕን ንህይወታ ናብ ሓደጋ ዘእትወት ኣደ

ኣዕዋፋ ክተድሕን ንህይወታ ናብ ሓደጋ ዘእትወት ኣደ
Published

ኣብ ደቡባዊ ቓዛ እትነብር ፍልስጤማዊት ኣደ፡ ካብ ገዛኣ ተመዛቢላ ምስ ከደት ካብ ፍርቂ መገዲ ተመሊሳ ኣዕዋፋ ከም ዘድሓነት ትገልጽ።

ንሳ ብደብዳብ ሚሳይላት እስራኤል እንከይተሰኰነት ህይወት ኣዕዋፍ ክተድሕን ምውሳና'ያ ንቢቢሲ ገሊጻ።