ኤርትራ፡ ጽንብል በዓል መስቀል ኣብ ኣስመራ ብስእሊ

Published

በዓል መስቀል ኣብ ኤርትራ ሎሚ ሓሙስ ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ።

ኣብቲ ብላዕለዎት መራሕቲ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ዝተመርሐ ኣብ ርእሰከተማ ኣስመራ ዝተኻየደ ስነስርዓት ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ተሳቲፉ።

ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ኣብ ዝተኻየደ ጽንብል፡ ድሕሪ ቅዳሰን ምህለላን ከምቲ ልሙድ ዓቢ ዳሜራ ተወሊዑ።

ነቲ ጽንብል ዝገልጽ ስእልታት እነሆ፣