ዛንታኣ ንቢቢሲ ዘካፈለት ብምህንድስና ዝተመረቐት ‘ሊስትሮ’ ኣብ ሓድሽ ስራሕ ተዋፊራ

ዛንታኣ ንቢቢሲ ዘካፈለት ብምህንድስና ዝተመረቐት ‘ሊስትሮ’ ኣብ ሓድሽ ስራሕ ተዋፊራ
Published

ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ቢቢሲ ዝዘርግሖ ቪድዮ፡ ምህንድስና ዘጽንዐት ምንታምር በለጠ በቲ ዝወሃባ መሃያ ናብራ ስለዝኸበዳ፡ ናብ ምጽራይ ጫማ ከምዝተዋፈረት ዘዘንቱ እዩ ኔሩ።

እቲ ቪድዮ ድሕሪ ምዝርግሑ ብዙሓት ክሕግዝዋ ከምዝደልዩ ብምግላጽ ኣድራሻኣ ከተኣላልሹ ተራእዮም።

ምንታምር ሕጂ በቲ ዝረኸበቶ ሓገዝ ሓድሽ ስራሕ ከምዝጀመረት ተዘንቱ።