እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ቅንያት መርዕኣ ንኣቦኣ ኣሊሻ ዝረኸበት ጋዜጠኛ
ኣብ ቅንያት መርዕኣ ንኣቦኣ ኣሊሻ ዝረኸበት ጋዜጠኛ
Published
ኬንያዊት ጋዜጠኛ ናሙካቦ ወሩንጋ ንኣስታት 30 ዓመታት ኣቦኣ መን ከምዝኾነ እንከይፈለጠት ጸኒሓ መርዕኣ ምስተቓረበ ግን “ኣቦይ ግን መን’ዩ?” ዝብል ሕቶ መመሊሱ ክርብሻ ጀሚሩ። ንሳ ድሕሪ ክንደይ ላዕልትን ታሕትን ኣቦኣ መን ምዃኑ ኣሊሻ ረኺባቶ ኣላ።