ኢትዮጵያን ሶማልያን ትሽምግል ዘላ ቱርኪ ተገዳስነታ ካብ ምንታይ ይኸውን?

ኢትዮጵያን ሶማልያን ትሽምግል ዘላ ቱርኪ ተገዳስነታ ካብ ምንታይ ይኸውን?
Published

ኣብ መንጐ ኢትዮጵያን ሶማልያን ዘሎ ግጭት ንምፍታሕ ክልተ ዙር ልዝብ ዝፈተነት ቱርኪ፡ እቲ ጉዳይ ኣብ መወዳእታኡ ንምብጻሕ ንኽልቲአን ሃገራት ብተናጸል ምዝርራብ ከም እትቕጽል ኣፍሊጣ'ላ።