እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
“ጓለይ ምለሱለይ” እስራኤላዊት ኣደ
“ጓለይ ምለሱለይ” እስራኤላዊት ኣደ
Published
ኣዶ ናይታ ምስ 198 እስራኤላውያን ጅሆ ዝተትሓዘት ማያ ስኬም፡ ማሕበረሰብ ዓለም ብቕልጡፍ ንጓላ ክመልሰላ ተማሒጺና። እታ ጓል 21 ዓመት ማያ ሕክምናዊ ናብዮት እንዳተገበረላ እንከሎ ብእቶም ጅሆ ዝሓዝዋ ኣባላት ሓማስ ኣብ ዝተዘርግሐ ቪድዮ ተራእያ።