እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ተንጠልጣሊ ድልድል ዝፍስሁ ሰባት
ኣብ ተንጠልጣሊ ድልድል ዝፍስሁ ሰባት
Published
240 ሜትሮ ዝንውሓቱ ተንጠልጣሊ ድልድል ኣብ ጆርጅያ ስንጭሮ ዳሽባሺ'ዩ ተሃኒጹ። እቲ ድልድል ብቬትሮ ዝተሰርሐ ስለዝኾነ በጻሕቲ ተፈጥሮኣዊ ገጸ ምድሪ እቲ ስንጭሮ ብቐሊሉ ንምዕዛብ ዘኽእሎም'ዩ።