እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
'ስእልታተይ ጽጕማት ንምሕጋዝ የውዕሎ' ስነጥበባዊ ሓበን ሓይላይ
'ስእልታተይ ጽጕማት ንምሕጋዝ የውዕሎ' ስነጥበባዊ ሓበን ሓይላይ
Published
ስነጥበባዊ ስርሓቱ ጽጕማት ንምሕጋዝ ከምዝጥቀመሉ ዝገልጽ ሓበን፡ ቅብኣ ዕጋበት ከምዝህቦን፡ ኣብ ምስናድ ታሪኽ ኣበርክቶ ምግባሩ ጽቡቕ ስምዒት ከምዝፈጥረሉን ይዛረብ።