እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
መግቢ እተበጻጽሕ ተጻዋቲት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ህንዲ
መግቢ እተበጻጽሕ ተጻዋቲት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ህንዲ
Published
ህንዳዊት ጓል 24 ዓመት ፖውላሚ ኣዚካሪ ቅድሚ ሕጂ ንሃገራ ወኪላ ኩዕሶ እግሪ ተጻዊታ ነይራ። ሕጂ ድማ ነቲ ሞያ ሓዲጋ ስድራኣ ንምሕጋዝ ኣብ ምብጽጻሕ መግቢ ትነጥፍ ኣላ።