ኣብ ምዕቃብ ሓራምዝ እስያ ግደ ክህልዋ’ዩ ዝተባሃለላ ውልዶ ሓርማዝ

ኣብ ምዕቃብ ሓራምዝ እስያ ግደ ክህልዋ’ዩ ዝተባሃለላ ውልዶ ሓርማዝ
Published

ኣብ ኤስያ ዝርከቡ ሓራምዝ ኣብ ጸገም ወዲቖም ከምዝርከቡ ጸብጻባት ይሕብሩ። ኣብ ሓደ መካነ እንስሳት ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ዝተወለደት ውላድ ሓርማዝ ንመጀመርያ ግዜ ስጉሚ ክትጅምር እንከላ ዘርኢ ቪድዮ ተመልከቱ።