ንደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ነብሰን ብምስኣል ዝኸስብ ዘሎ ቻይናዊ

ንደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ነብሰን ብምስኣል ዝኸስብ ዘሎ ቻይናዊ
Published

ወዲ 27 ዓመት ቻይናዊ ማኦሚ፡ ኣንክል ኵ ብዝብል ሳጓ ዝፍለጥ ኮይኑ ኣብ ጃፓን ደቂ ኣንስትዮ እንትዕመጻ ቪድዮ ብምስኣል ኣብ መርበባት ሓበሬታ ይዝርግሖ። በዚ ኣቢሉ ድማ መዓልታዊ ካብ 700 ክሳዕ 1400 ዶላር ከምዝርከብ ቢቢሲ ኣይ መርሚሩ ኣረጋጊጽዎ’ሎ።