ተመጣጢሩ እንዳ ጠስሚ ክረክብ ዝፈተነ ከልቢ ገዛ ኣባሪዑ

ተመጣጢሩ እንዳ ጠስሚ ክረክብ ዝፈተነ ከልቢ ገዛ ኣባሪዑ
Published

ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ሚዙሪ ሓደ ከልቢ ሰብ ዋና ገዛ ኣብ ዘይብሉ ናብ እንዳ ጠስሚ ተመጣጢሩ ከርክብ ክብል መወልዒ ጋዝ ስለዝተንከፈ ገዛ ኣባሪዑ። ሰራሕተኛታት ምክልኻል ባርዕ ሓዊ እቲ ግዝኣት፡ ኣብቲ ገዛ ንዝነበሩ ክልተ ኣኻልብ ካብ ሞት ኣድሒኖም።