ናብ ዒላ ንዝጠለቐ ህጻን ንምድሓን ዝተገብረ ጻዕሪ 8 ሰዓት

ናብ ዒላ ንዝጠለቐ ህጻን ንምድሓን ዝተገብረ ጻዕሪ 8 ሰዓት
Published

ኣብ ምብራቓዊ ህንዲ ዝነብር ወዲ 3 ዓመት ህጻን ሺቫን ኩማር ኣብ ጥቓ ሓደ ዘይተኸደን ዒላ እናተጻወተ እንከሎ ናብኡ ጠሊቑ። ብዙሓት ሰባት ተኣኪቦም ከውጽእዎ ብዙሕ ጻዕሪ ኣካይዶም። ድሕሪ 8 ሰዓት ብህይወት ኣትሪፎሞ።