ተጣቢቘም ዝተወልዱ መናቱ ንፈለማ ግዜ ገጽ ንገጽ ተረኣእዮም

ተጣቢቘም ዝተወልዱ መናቱ ንፈለማ ግዜ ገጽ ንገጽ ተረኣእዮም
Published

ኣብ ብራዚል ተጣቢቘም ዝተወልዱ መናቱ ዕውት ብዝዀነ መጥባሕቲ ተፈላልዮም ንፈለማ እዋን ገጽ ንገጽ ክረኣኣዩ በቒዖም። ኣቦ እቶም ደቂ ሰለስተ ዓመት መናቱ ድሕሪ እቲ መጥባሕቲ ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ፡ “ኣብ ህይወተይ ተሰሚዑኒ ዘይፈልጥ ስምዒት’ዩ ተሰሚዑኒ” ኢሉ።