እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"ዮጋ ርጉእን ትኩርን ንክኸውን'ዩ ዝሕግዘኒ" ረያሽኒ
Published
ካብ ዓለም ብዕድመ እቲ ዝነኣሰ መምህር ዮጋ ረያሽኒ ካብ ወዲ ኣርባዕተ ዕድመ ጀሚሩ ዮጋ ክተግብር ከምዝጀመረ እዩ ዝገልጽ። ካብ ግዜ ቁልዕነቱ ጀሚሩ ምስ ዮጋ ክቱር ፍቕሪ ዝሓደሮ ረያሽኒ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ናይ ባዕሉ ቤት ትምህርትን ካልኦት መድረኻትን ዮጋ ይምህር'ሎ።