ዙር ርዋንዳ 2022 'ኤርትራውያን ተቕዳደምቲ ጽቡቕ ውጽኢት ከመዝግቡ'ዮም' ኣሰልጣኒ ኣክሊሉ ሃይለ

Published

ኣኽሊሉ ሃይለ፡ ንብዓል ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ያቆብ ደበሳይ፡ መትከል ምስጉንን ነፍስሄር ደሴት ኪዳንነ ዘፍረየ ኮይኑ፡ ኣብ ሃገረ ርዋንዳ 'መይ ስታርስ' ዝተበሃለት ኮንቲነንታል ቲም ብምምስራት ከም ኣሰልጣንን ስፖርት ዳይረክተርን ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ'ዩ።