ሶርያ፡ ኣብ መዓስከር ኢድሊብ ሕሱም ናብራ ዘሕልፉ ዘለው ስደተኛታት

Published

ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዝቕመጡ ልዕሊ 1.5 ሚልዮን ስደተኛታት ሶርያ ብእዋናዊ ኩነታት ኣየር ተጸጊሞም ይርከቡ። ኣዶ 7 ቆልዑት ዝኾነት ሶብሓ ግን ዒባ ከብቲ ኣንቂጻ ምስ ሓሰር ሓዋዊሳ ደቃ ካብ ቁሪ ክተድሕኖም ትቃለስ ኣላ።