ሕጽረት ጸዓት ዘጋደድ ዘሎ ምኽንያት እንታይ’ዩ?

Published

ኣብ ዓለም ቀረብን ጠለብን ጸዓት ሚዛኑ ይስሕት ከምዘሎ'ዩ ዝግለጽ። ካብቶም ነዚ ዘጋድዱ ዘለዉ መንቀሊታት ከኣ ለበዳ ኮሮናቫይረስን ክሊምያዊ ለውጥን ከምዝኾኑ ሓበሬታታት የነጽሩ።