ኬንያን ኢትዮጵያን ዘራኽብ መገዲ ብወግዒ ተመሪቑ

Published

መራሕቲ ሃገራት ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ሞያሌ ተራኺቦም ንክልቲኤን ሃገራት ዘራኽብ መገዲ ኣስፋልት ብወግዒ መሪቖም ከፊቶም።