እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ኣጻድፍ ሓሪሶም ናብርኦም ዝመርሑ ሓረስቶት ኢሮብ
Published
ሓረስቶት ወረዳ ኢሮብ ኣብ ኣጻድፍ ጎቦታት ዓይጋ ንማሕረስ ዝኸውን መሬት መድሚዶም ዋሕዚ ማይ ዓቂቦም ሕርሻዊ ማእቶት የካይዱ ኣለዉ።